ብሰንኪ ናይ ፎርሙላ ምስሓብ ካብ ዕዳጋ ከምኡዉን ሕጽረት፡ United States Department of Agriculture (USDA, ክፍሊ ሕርሻ ሕቡራት መንግትታት ኤሜሪካ) ንWomen, Infants and Children (WIC, ደቀንስትዮ፡ ዕሸላትን ቆልዑን) ገለ ግዝያዊ ፎርሙላታት ክህብ ኣፍቂዱሉ ኣሎ። ናብ ናይ WIC ፎርሙላታትና (Similac) ክንምለስ ኣለና። ሓደስቲ ሓበሬታ ንምርኣይ ብኽብረትኩም ነቲ ብ WIC ቅቡልነት ናይ ዝረኸበ ፎርሙላ ገጽ መብበብ ሓበሬታ ተጠቀሙ።

ኣገደስቲ ዕለታት ሓድሽ ብWIC ቅቡልነት ንዝረኸበ ፎርሙላ ንምርኣይ፥

  • 1 መጋቢት 2023
  • 1 ግንቦት 2023
  • 1 ሓምለ 2023

እንተድኣ ህጻንኩም ግዝያዊ ፎርሙላ ይወስድ ኣሎ ኮይኑ፡ ክሊኒክኩም ብዛዕባ እቶም ክነውጽኦም እንኽእል ኣማራጺታት ናይ ፎርሙላ WIC ምሳኹም ክዘራረብ እዩ።

JPMA, Inc.