ጠቃሚ ምክሮች እና የግዢ ምክሮች
የሕፃን ምግብ
ባቄላ፣ አተር እና ምስር
ቁርስ እህል
ፎርማጀ
እንቁላል
ዓሳ
ፍራፍሬዎች እና አትክልቶች
ጭማቂ
ወተት
እርጎ
የለውዝ ቅቤ
የአኩሪ አተር መጠጥ
ቶፉ
ሙሉ የእህል ምርጫዎች
WASHINGTON STATE DEPARTMENT OF HEALTH
(ናይ ዋሽንግተን ግዝኣት ናይ ጥዕና ክፍሊ)
WIC NUTRITION PROGRAM WIC መደብ ስነመግቢ
1-800-841-1410
www.doh.wa.gov/WICfoods
ንውሱን ዝኾነ ኣታዊ ዘለዎም ሰባት ጥዕንኡ ዝሓለወ ኣመጋግባ ክህልዎም ዕድል ንፈጥር።
ጥዕንኡ ዝሓለወ ኣመጋግባ፡ ጡብ ምጡባብ፡ ናይ ጥዕንኡ ዝሓለወ መግቢ ኣቕርቦትን
ኣካላዊ ምንቅስቓስን ነበረታትዕ።
እዚ ትካል ንኹሉ ማዕረ ዕድል ዝህብ ኢዩ።
ክፍለ ሃገር ዋሽንግተን WIC Nutrition Program (ፕሮግራም መግቢ ኣንስቲ፡
ዕሸላትን ህጻናትን) ኣድልዎ ኣይገብርን ኢዩ።
DOH 960-278 October 2021 Tigrinya
እዚ ሰነድ ብኻልእ መንገዲ ክቐርበልካ ንምሕታት፡ ብ 1-800-841-1410 ደውል።
ምስማዕ ንዝተስኣኖም ወይ ዝጻንዖም ዓማዊል፡ ብኽብረትኩም ብ 711 (Washington Relay)
ደውሉ ወይ ድማ በዚ [email protected] ኢሜይል ግበሩ።